EPISODE · May 12, 2025 · 10 MIN
ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡን ንቸልሲ ስዒሮም ናብ ሳልሳይ ተርታ ደይቦም፣ ፍረወይኒ ሃይሉ ምስ ኩባንያ 'ኦን' ንግዳዊ ውዕል ፈሪማ፣
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/05/2025) * ኢትዮጵያዊት ሻምፒዮን ውሽጢ ኣዳራሽ ዓለም ፍረወይኒ ሃይሉ ምስ ስፖርታዊ ኩባንያ ‘ኦን’ ንግዳዊ ውዕል ድሕሪ ምፍራማ ንፈለማ ግዜ ኣብ ማያሚ ኣብ ክልተ ውድድራት ተዓዊታ፡ * ዝለዓሉ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ቢንያም ግርማይን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ዝተሳተፍዎ ቅድድም ብሽግለታ ግራንድ ፕሪ ዱ ሞርቢሃን ኣብ ፈረንሳ ተኻይዱ፣ * ኢንተርሚላንን ፓሪስ ሳን ዠርመይንን ናብ ፍጻመ ግጥም ሻምፒዮንስ ሊግ ኤውሮጳ በጺሐን፣ * ኣብ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ተጻወቲ ኣርሰናል ንሻምፒዮን ሊቨርፑል ቅድሚ ግጥሞም ናይ ዓወት ክብሪ ድሕሪ ምሃቦም ድሕሪ ግጥሞ ማዕረ 2-2 ተፈላልዮም፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድን ንቸልሲ ስዒሮም ናብ ሳልሳይ ተርታ ደይቦም፣
Embed this episode
Ready to play
ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡን ንቸልሲ ስዒሮም ናብ ሳልሳይ ተርታ ደይቦም፣ ፍረወይኒ ሃይሉ ምስ ኩባንያ 'ኦን' ንግዳዊ ውዕል ፈሪማ፣
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.