EPISODE · Aug 27, 2025 · 5 MIN
ኣውስትራሊያ ን ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልታት ክወጽእ ኣዚዛ፡ ሓለዋ ሰውራ ኢራን ኣብ ዝርዝር ግብረ ሽበራ ክኣቱ ኣሚማ።
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
መንግስቲ ኣውስትራሊያ፡ ድሕሪ’ቲ ኣብ ውስትራሊያ ዝተገብሩ ጸረ-ሴማዊ መጥቃዕትታት ኢድ መንግስቲ ኢራን ከምዘለዎ ብክፍሊ ጸጥታን ስለያን ኣውስትራሊያ መረጋገጺ ምስ ረኸበ ምስ ኢራን ዝነበሮ ዲፕሎማሲያዊ ዝምድና በቲኹ ኣሎ። በዚ ድማ ኣምባሳደር ኢራን ካብ ኣውስትራሊያ ንኽወጽእ ሸውዓተ መዓልታት ተዋሂብዎ ኣሎ ። ሰልፊ ጥምረት ን ሓለዋ ሰውራ ኢራን ኣብ ዝርዝር ጉጅለታት ግብረ-ሽበራውያን ዘእቱ ሕጋዊ መስርሕ ከቅላጥፍ ንመንግስቲ ኣውስትራሊያ ጸዊዑ። እዚ ዝመጸ ድሕሪ ናይ ኣውስትራሊያ ናይ ጸጥታን ስለያን ማሕበረሰብ ን IRGC ኣብ ልዕሊ ማሕበረሰብ ኣይሁድ መጥቓዕቲ ምፍጻሙ ምግላጹ እዩ ።
Embed this episode
Ready to play
ኣውስትራሊያ ን ኣምባሳደር ኢራን ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልታት ክወጽእ ኣዚዛ፡ ሓለዋ ሰውራ ኢራን ኣብ ዝርዝር ግብረ ሽበራ ክኣቱ ኣሚማ።
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.