EPISODE · Jan 19, 2025 · 11 MIN
ኤርትራውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ሙምባይ ቀዳማይን ካልኣይን ወጺኦም፣ ኣርሰናል ነጥቢ ትኸስር፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ናይ ሽቶ ምምዝጋብ ምረሽኡ ተገቲኡ፣
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (20/01/2025) * ማራቶን ሙምባይ 2025 ሰንበት ተኻይዱ ኤርትራውያን ኣትሌታት ቀዳማይን ካልኣይን ብምውጻእ ተዓዊቶም፣ * ቢንያም ግርማይ ኣብ ወርሒ መስከረም ሩዋንዳ ኣብ ተአንግዶ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽግለታ መንገዲ ዓለም ንኤርትራ ወኪሉ ክሳተፍ ምዃኑ ክሳብ ሕጂ ርግጸኛ ከምዘይኮነ ገሊጹ፣ * ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ (ካፍ) ብምኽንያት ብቑዕ ዘይኮነ ትሕተ ቅርጺ ብሓባር ኣብ ዘአንግዳ ሃገራት ኬንያ፣ ኡጋንዳን ታንዛንያን፣ ንግጥማት ሻምፒዮና ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ (ቻን) 2024 ናብ ካልእ እዋን ኣመሓላሊፍዎ፣ * ዕዳጋ ተጻወቲ ሓጋይ ኣብ ዝዓመረሉ፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ሸሞንተ ተኸታተልቲ ግጥማት ከመዝግቦም ዝጸንሐ ሽቶታት፣ ጋንትኡ ድሕሪ ዘጋጠማ ሃንደበታዊ ስዕረት ክብረወሰን ከይሰበረ ኣኽቲሙ፣ * ኣርሴናል ኣብ ሜድኣ ማዕረ ድሕሪ ምውጽኣ ሊቨርፑል ረብሓኣ ብምዕቃብ 6 ነጥቢ ፍልልይ ሒዛ መሪሕነታ ቀጺላ፣
Embed this episode
Ready to play
ኤርትራውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ሙምባይ ቀዳማይን ካልኣይን ወጺኦም፣ ኣርሰናል ነጥቢ ትኸስር፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ናይ ሽቶ ምምዝጋብ ምረሽኡ ተገቲኡ፣
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.