EPISODE · May 1, 2025 · 12 MIN
Follow the money: how lobbying and big donations influence politics in Australia - SBS Examines: እቲ ገንዘብ ነናብ ዝኸዶ ተኸተልዎ፡ ዓበይቲ ወፈያታት ገንዘብን ሎቢይን ንፖለቲካ ኣውስትራልያ ብኸመይ ይጸልዉዎ
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
Experts say a lack of transparency leaves Australians unaware of "undue influences" at play across all levels of government. - ንነበር ኣውስትራልያውያን ፖለቲከኛታት ልሙድ ዝኾነ ዝኽተልዎ መንገዲ ኮይኑ'ሎ። ኣባላት ባይቶ ነበር ካብ ኩሎም ቀጸለታት መንግስቲ፡ ከም ሎቢዪስትስ (ንረብሕኦም ወይ ረብሓ ዝኸፍሎም ትካል ዘኽብር ፖሊሲታት ከሕልፉ ወይ ክድግፉ ንኣባላት ባይቶ ምሕጽንታን ልመናን ዘቕርቡ ወልቀሰባት ወይ ትካላት) ኮይኖም ክሰርሑ፡ ሓደስቲ ስራሓት/መዝነታት/ሓላፍነታት ይረኽቡን ይቕበሉን ኣለዉ። እዚ፡ ምስ እናወሰኸ ዝኸደ ጽልዋ ገንዘብ ኣብ ፖለቲካ ተደሚሩ፡ ንገለ ክኢላታት ሻቕሎት ፈጢርሎም ኣሎ፡ ብክልቲኦም ዓበይቲ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዝተደገፉ ለውጥታት-ሕጊ ክግበሩ'ውን ኣነቓቒሖም ኣለዉ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ #SBSExamines ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ከነቕርብ ኢና፡ ናይ ቀደም ወይ ነበር ፖለቲከኛታት ሎቢዪስትስ ክኾኑ ስነምግባራዊ ድዩ፧ ዓቢይ ገንዘብ ከመይ ገይሩ ንምርጫታት ይጸልዎም፧ ኣብ ልዕሊ ደሞክራሲ ኣውስትራልያ ኸ እንታይ'ዩ እቲ ጽልዋ
Embed this episode
Ready to play
Follow the money: how lobbying and big donations influence politics in Australia - SBS Examines: እቲ ገንዘብ ነናብ ዝኸዶ ተኸተልዎ፡ ዓበይቲ ወፈያታት ገንዘብን ሎቢይን ንፖለቲካ ኣውስትራልያ ብኸመይ ይጸልዉዎ
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.