EPISODE · Mar 23, 2025 · 9 MIN
ጉዳፍ ጸጋይን ፍረወይኒ ሃይሉን ኣብ ናንጂንግ መዳልያታት ወርቂ ንኢትዮጵያ የዕትራ፣ ቢንያም ግርማይ ናብ ቅድድም ተመሊሱ፣
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/03/2025) * ኣብ ኣትለቲክስ ዓለም ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ ናንጂንግ 2025 ፍረወይኒ ሃይሉን ጉዳፍ ጸጋይን ብዘመዝገበኦም ዓወታት ኢትዮጵያ 2 መዳልያታት ወርቂ ዓቲራ፡ * ኤርትራዊ ኮኾብ ተቐዳዳማይ ቢንያም ግርማይ ድሕሪ ዜና ካልኣይ ውላዱ ንፈለማ ግዜ ናብ ቅድድም ተመሊሱ ኣብ ሚላኖ-ሳን ሬሞ ተወዳዲሩ፡ * ሃገራውያን ጋንታታት ኣፍሪቃ መበል 5ይን 6ይን ዙርያ መጻረዪ ግጥማት ካፍ ንዋንጫ ዓለም 2026 ኣብ'ዚ ሒዝናዮ ዘለና ክልተ ሰሙን የካይዳ'ለዋ፣ ኢትዮጵያ ኣብ ግጥማ ኣንጻር ግብጺ፣ ኮኾብ ተጻዋታይ መሓመድ ሳላሕ ሓንቲ ሽቶ ኣመዝጊቡ ሓንቲ ሽቶ ትኸውን ዕድል ከኣ ፈጢሩ ኣብ ካዛብላንካ 2-0 ተሳዒራ፣
Embed this episode
Ready to play
ጉዳፍ ጸጋይን ፍረወይኒ ሃይሉን ኣብ ናንጂንግ መዳልያታት ወርቂ ንኢትዮጵያ የዕትራ፣ ቢንያም ግርማይ ናብ ቅድድም ተመሊሱ፣
No transcript for this episode yet