EPISODE · May 19, 2026 · 22 MIN
‘ሕብረተሰብና ኣብ ምጥያሽን ስራሕ ምድላይን ክረኽቦም ዝግባእ ሓገዛት ኣይፈልጦምን’- ገብረስላሰ ገብሩ በዓል ሞያ ምስላጥ ትምህርትን ስራሕን
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣወስትራልያ ካብተን ኣብ ዝተፈላለየ ፅላታት ናይ ሰብ ሞያ ሕፅረት ዘለወን ሃገራት ሓንቲ እያ። ነዚ ሓጓፍ ንምምላእ ዝተፈላለየ ክእለታት ዘለዎም ሰባት ብቐዋምነትን ጊዝያውን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝኣትውሉ መስርሕ ብምትግባር እውን ትፍለጥ። ብኻልእ ገፅ ካብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ሓዊሱ ዝመፁ ብዙሓት ሰባት፡ ብፍላይ ኣብ መጀመርታ፡ ስራሕ ምርካብ ቀሊል ከምዘይኮነ እዮም ዝገልፁ። ንምዃኑ ሓደሽቲ መፃእቲ፡ ስራሕ ኣብ ምድላይ ዝገጥምዎም ዕንቅፋታት እንታይ እዮም? ዘለዉ ዕድላትከ? ኣብዚ ዛዕባ፡ ሃይሉ ሳህለ ንሓደሽቲ መፃእቲ ኣብ ምጥያስ፣ ስራሕን ትምህርትን ክረኽቡ ኣብ ምግባርን ኣብ ዝነጥፍ ትካል፡ በዓል ሞያ ምስላጥ ዕድላት ትምህርትን ስራሕን ምስ ዝኾነ ገብረስላሰ ገብሩ ዝገበሮ ፃንሒት ተኸታተሉ።
Embed this episode
Ready to play
‘ሕብረተሰብና ኣብ ምጥያሽን ስራሕ ምድላይን ክረኽቦም ዝግባእ ሓገዛት ኣይፈልጦምን’- ገብረስላሰ ገብሩ በዓል ሞያ ምስላጥ ትምህርትን ስራሕን
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.