EPISODE · Jan 26, 2025 · 22 MIN
"ክብርታት ኣውስትራሊያን ኣደይን'ዩ ናብዚ ኣብቂዑኒ።" ሳባ ኣብርሃም ተሸላሚት 'The Medal of the Order of Australia 2025)
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን "ማማ ሳባ" ኢሎም'ዮም ዝጽውዕዋ። ንሳ ኣብ ማሕበረሰባን ብሓፈሻ ኣብ ኣፍሪቃዊያን ኣውስትራሊያዊያን ብዝገበረቶ ኣበርክቶ ብዙሕ ተፈላጥነት ኣጥርያን ብዙሕ ሽልማት ረኺባ እያ። ገለ ካብኡ፡ ኣብ 2020 ኮቪድ-19 ተኸሲትሉ ኣብ ዝነበረሉ እዋን ብዘበርከተቶ ስራሕ ናይ 2022 "Local Hero" ተባሂላ። ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ንግስቲ ኤልዛቤጥ ካብቶም ዉሑዳት ዝተመርጹ ኣውስትራሊያዊያን ኮይና ን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልበኔዝ ኣሰንያ ክትከይድ ተመሪጻ ኣብ ለንደን ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ተሳቲፋ። ሎሚ ድማ ናይ 2025 "Medal of the Order of Australia" ተሸላሚት ኮይና ኣላ። ናብዚ ዘብጽሐ ጉዕዞን ናብዚ ንምብጻሕ ዘጋጥማ ብድሆታትን ኣካፊላትና ኣላ።
Embed this episode
Ready to play
"ክብርታት ኣውስትራሊያን ኣደይን'ዩ ናብዚ ኣብቂዑኒ።" ሳባ ኣብርሃም ተሸላሚት 'The Medal of the Order of Australia 2025)
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.