መዲያን ዉክልናን ደቀባት episode artwork

EPISODE · Jun 25, 2025 · 9 MIN

መዲያን ዉክልናን ደቀባት

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ውክልና ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ታሪኽ ብምንሽውን ብምግላልን ዝተቐርጸ ኮይኑ እዩ ጸኒሑ እዚ ግን ቀስ ብቐስ ይቕየር ኣሎ ። ከም ሃገራዊ ናይ ደቀባት ተሌቪዥን (NITV) ከምኡ "ውን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ዝኣመሰሉ ደቀባት ፡ ነቲ ዝጸንሀ መሰናኽላት የፍርሱ ኣለዉ ፡ ድምጺ ቀዳሞት ህዝብታትት የሐይሉ ፡ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ባህላዊ መንነት ኣውስትራሊያ ዝያዳ ግንዛበ ኣብ ምሕዳር ይሰርሑ ኣለዉ ። ብዛዕባ እዚ ለውጥታት እዚ ምፍላጥ ፡ ብዛዕባ ናይ ሓቂ ታሪኽ እታ ሃገር ፡ ብዛዕባ እቲ ናብ ማዕረ ዘምጽእ ጕዕዞ ፡ ከምኡውን ብዛዕባ እቲ መሰረት ዘመናዊት ኣውስትራልያ ዝዀነ ሃብታም ባህልታት ጽቡቕ ፍልጠት ይህበና እዩ ። ብዛዕባ ደቀባት ህዝብታት ዘሎ ኣጠማምታ ምርዳእ ፡ ኣብ ምኽባር ምትእስሳርን ናይ ሓባር ምዃንን ኣገዳሲ ስጉምቲ እዩ ።

NOW PLAYING

መዲያን ዉክልናን ደቀባት

0:00 9:01

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

No similar podcasts found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 9 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on June 25, 2025.

What is this episode about?

ውክልና ደቀባት ኣውስትራሊያዊያን ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ኣብ ታሪኽ ብምንሽውን ብምግላልን ዝተቐርጸ ኮይኑ እዩ ጸኒሑ እዚ ግን ቀስ ብቐስ ይቕየር ኣሎ ። ከም ሃገራዊ ናይ ደቀባት ተሌቪዥን (NITV) ከምኡ "ውን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃን ዝኣመሰሉ ደቀባት ፡ ነቲ ዝጸንሀ መሰናኽላት የፍርሱ ኣለዉ ፡ ድምጺ ቀዳሞት ህዝብታትት የሐይሉ ፡ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ባህላዊ መንነት ኣውስትራሊያ ዝያዳ ግንዛበ...

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes, you can download this episode by clicking the download button on the episode player, or subscribe to the podcast in your preferred podcast app for automatic downloads.
URL copied to clipboard!