“መንግስቲ ኤርትራ ንዝመጽእ ዘሎ ሓደጋ ንምእላይ ምስ ካልእ ዘይኮነ ምስ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ሓቀኛ ጽምዶ ክገብር ዘድልዮ።” ሰመረ ሰሎሞን episode artwork

EPISODE · Mar 30, 2026 · 35 MIN

“መንግስቲ ኤርትራ ንዝመጽእ ዘሎ ሓደጋ ንምእላይ ምስ ካልእ ዘይኮነ ምስ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ሓቀኛ ጽምዶ ክገብር ዘድልዮ።” ሰመረ ሰሎሞን

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣቶ ሰመረ ሰሎሞን፡ ብዝለዓለ ጽፍሒ ናይ ሓላፍነት ዝሰርሐን ናይ ልዕሊ ሰላሳ ዓመታት ተመክሮ ኣብ ዓውዲ ሃገራውን ኣህጉራውን ልምዓት ዘለዎን ክኢላ ኤርትራዊ እዩ። ኣብ ከም ሕቡራት ሃገራትን (United Nations) ኤጀንሲ ኣህጉራዊ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን (USAID)፡ ዝኣመሰሉ ዓበይቲ ኣህጉራውያን ትካላትን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ውሽጢ መንግስቲ ኤርትራ ዘገልገለን እዩ። ብዛዕባ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ዝጸሓፋ መጽሓፍ “ኤርትራ፡ ቀለስቲ ሓሳባት ንሕውየት ሃገር” ምርኩስ ጌርና ዝገበርናዮ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋል ።

Episode metadata supplied by the publisher feed · Published Mar 30, 2026

Embed this episode

Ready to play

“መንግስቲ ኤርትራ ንዝመጽእ ዘሎ ሓደጋ ንምእላይ ምስ ካልእ ዘይኮነ ምስ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ሓቀኛ ጽምዶ ክገብር ዘድልዮ።” ሰመረ ሰሎሞን

0:00 35:40

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 35 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on March 30, 2026.

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes. Use the download control on the episode player to save the publisher-provided media file.
URL copied to clipboard!