EPISODE · Nov 30, 2025 · 9 MIN
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣትዩ ምስ ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን ካልኦት ሰበስልጣንን ዘትዩ። (ጸብጻብ)
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣትዩ ምስ ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን ካልኦት ሰበስልጣንን ዘትዩ። ጀነራል ታደሰ ወረደ "ዝተወደበ" ዝበሎ ሓይሊ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንምውዳቕ ይሰርሕ ኣሎ ክብል ከሲሱ። መንግስቲ ፌደራል ምፍርራሕን ቁጠባዊ ገደብን ይገብር ዝብል ነቐፌታ ውን ኣቕሪቡ። ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያ ንሓደ ወገን ኣድልዎ ይገብር ኣሎ ንዝበሉዎ ቦርድ መረፃ ነቒፎም። ን135 ዜግነት ኖርወይ ዝተዋህቦም ኤርትራውያ ክትምርምር ዝጸንሐት ዜግነት ኣሕዲጋ። ካብቶም ዝተሓድጉ እቲ ሓደ ኣቦወንበር መንእሰያት ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኰይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ምዃኑ ተገሊጹ።
Embed this episode
NOW PLAYING
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣትዩ ምስ ጀነራል ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን ካልኦት ሰበስልጣንን ዘትዩ። (ጸብጻብ)
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.