EPISODE · Mar 25, 2025 · 14 MIN
“ረመዳን ምስተወደአ ኣብ ልዕሊ’ዞም ስደተኛታት ስጉምቲ ክንወስድ ኢና።” ኣብ ሊብያ ሞት ኣንጽላልይዎም ዘለዉ ስደተኛታት፡ ዝርርብ ምስ ኣብርሃም ተስፋይ
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣብ ሊብያ ኣስታት 8000 ምዝጉባት ከምኡ ድማ 2000 ዝኾኑ ዘይምዝጉባት ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘለዉ ኮይኖም፡ ኣብዚ እዋን ምስ ካልኦት ካብ ኢትዮጵያ ሱዳንን ካልእ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝመጹ ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ናይ ሞትን ህላወን ኩነታት ይርከቡ። ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ ንህዝቢ ሊብያ ነቶም ስደተኛታት ድላዮም ክግብርዎ መገዲ ስለዝኽፈተ ረመዳን ምስተወደአ እቲ "እምነትናን ባህልናን የበላሽዉ ኣለዉ" ኢሉ ንዝኸሶም ዘሎ ስደተኛታት ናይ ሞት ስጉምቲ ከይወስደሎም ኣብ ከቢድ ስግኣት ይርከቡ ኣለዉ። ነዚ ኣመልኪትና ብቐረባ ምስ ዝከታተሎም ዘሎ ኣብርሃም ተስፋይ ካብ ዓዲ እንግሊዝ ነቲ ኩነታት ኣብሪሁልና ኣሎ።
Embed this episode
Ready to play
“ረመዳን ምስተወደአ ኣብ ልዕሊ’ዞም ስደተኛታት ስጉምቲ ክንወስድ ኢና።” ኣብ ሊብያ ሞት ኣንጽላልይዎም ዘለዉ ስደተኛታት፡ ዝርርብ ምስ ኣብርሃም ተስፋይ
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.