EPISODE · Dec 23, 2024 · 10 MIN
ኢትዮጵያ መጻረዪ ግጥማ ኣንጻር ሱዳን ኣብ ዕጹው ሜዳ ኣብ ሊብያ ክኾነላ ሓቲታ፣ ጋንታታት ማንቸስተር ክልቲኤን ተሳዒረን፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሃትሪክ ሰሪሑ፣
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23/12/2024) * ኢትዮጵያ ኣንጻር ሱዳን ዘለዋ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ዕጹው ማዕጾ ኣብ ሊብያ ክኾነላ ሓቲታ፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ካራባኦ (ካራባኦ ካፕ) ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዝሓለፋ ጋንታት መጋጥምተን ፈሊጠን፣ ሊቨርፑል VS ቶተንሃም፣ ኣርሰናል VS ኒውካትስል ዩናይትድ፣ * ናይጀርያዊ ኣዴሞላ ሉክማንን ዛምብያዊት ባርባራ ባንዳን ብሉጻት ተጻወቲ ኣፍሪቃ ናይ'ዚ ዓመት ተሰይሞም፣ * ኣርጀንቲና ኣብ ተርታ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ ቀዳመይቲ ኮይና ን2024 ወዲኣታ፣ ኢትዮጵያ መበል 146፣ ኤርትራ ኣይተሰርዐትን፣ *
Embed this episode
Ready to play
ኢትዮጵያ መጻረዪ ግጥማ ኣንጻር ሱዳን ኣብ ዕጹው ሜዳ ኣብ ሊብያ ክኾነላ ሓቲታ፣ ጋንታታት ማንቸስተር ክልቲኤን ተሳዒረን፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሃትሪክ ሰሪሑ፣
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.