ዋጋታት መንበሪ ኣባይቲ ሰማይ ይዓርግ፡ ኣብ ከም በዓል ብርዝቤን ዝበላ ከተማታት ገምጋም ዋና ገዛ ሓደ ሚልዮን ዶላር በጺሑ episode artwork

EPISODE · Dec 3, 2025 · 8 MIN

ዋጋታት መንበሪ ኣባይቲ ሰማይ ይዓርግ፡ ኣብ ከም በዓል ብርዝቤን ዝበላ ከተማታት ገምጋም ዋና ገዛ ሓደ ሚልዮን ዶላር በጺሑ

from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ልዕሊ መጠን ክብሪ ዋጋታት ኣባይቲ ፡ ነቲ ሰለስተ ሳዕ ዝተገብረ ምጉዳል መጠን ወለድ ንሓደስቲ ዓደግቲ ከርብሖም ከምዘይከኣለ ሓድሽ ሓበሬታ ገሊጹ ። ኣብ ኩለን ርእሰ-ከተማታት ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ይውስኽ ኣሎ ፡ እዚ ድማ ዝያዳ ኣውስትራሊያዊያን ብሓንሳብ እኩብ ስድራቤታት ክምስርቱ ወይ ናብ ስድራቤቶም ክምለሱ ይገብር ኣሎ ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ እቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ዋጋታት ኣባይቲ፡ ኣብ 2026 መጠን ወለድ ክውስኽ ከም ዝኽእልል ክኢላታት ስነ ቝጠባ ኺንበዩ ገይርዎም ኣሎ ።

Episode metadata supplied by the publisher feed · Published Dec 3, 2025

Embed this episode

Ready to play

ዋጋታት መንበሪ ኣባይቲ ሰማይ ይዓርግ፡ ኣብ ከም በዓል ብርዝቤን ዝበላ ከተማታት ገምጋም ዋና ገዛ ሓደ ሚልዮን ዶላር በጺሑ

0:00 8:27

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

Frequently Asked Questions

How long is this episode of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ?

This episode is 8 minutes long.

When was this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode published?

This episode was published on December 3, 2025.

Can I download this SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ episode?

Yes. Use the download control on the episode player to save the publisher-provided media file.
URL copied to clipboard!