EPISODE · Jun 2, 2026 · 28 MIN
“ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ኮይነ ምስ ኣቦይ ቡን እተክል ነይረ”- መስራቲ ኣገዮ ኮፊ ዳኒኤል ስዩም
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ዳኒኤል ስዩም ምስ በዓልቲ ቤቱ ሶልያናን ወዲ ሽዱሽተ ወርሒ ወዶምን ፡ ኣብ 2016 ኣኣ፡ ን ወለዱ ኣብ ናይ ቡን ሕርሸኦም ንምሕጋዝ፡ ካብ መልበርን ናብ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ እትርከብ ገጠር ኣገዮ ከይዶም። ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመታት ናይ ሃገረሰብ ናብራ ናብ መልበርን ተመሊሶም፡ ኣገዮ ኮፊ ዝተባህለ ካፌ፣ መቕለውን መከፋፈልን ቡን ዘጠቓልል ትካል ከፊቶም። ኣብ ከባቢ ኮሊንውድ ዝርከብ ኣገዮ ኮፊ ካብቶም ብኣፍሪቃውያን ዝውነኑ ፍሉጣት ካፌታት መልበርን ሓደ እዩ። ቡን ካብ ዘፍርዩ ሓረስቶት ዝተወለደ ዳኒኤል፡ ብዛዕባ ምስ ቡን ዘለዎ ምትእስሳር፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒትን ሞያኡን ምስ ሃይሉ ሳህለ ኣውጊዑ ኣሎ።Check out our podcast collection here
Embed this episode
Ready to play
“ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ኮይነ ምስ ኣቦይ ቡን እተክል ነይረ”- መስራቲ ኣገዮ ኮፊ ዳኒኤል ስዩም
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.