EPISODE · Aug 26, 2025 · 13 MIN
What is forced marriage and what support is available in Australia? - ግዱድ መርዓ እንታይ እዩ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝወሃብ ደገፍከ?
from SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
A forced marriage occurs when one or both individuals do not consent freely, often due to threats, coercion, deception, or if they are under 16 or those with mental incapacities. No matter how long you've been living here, it's vital to know: You have the right to choose who you marry. In this episode, we'll explore the difference between arranged and forced marriage and where you can turn for help if you or someone you know is affected. - ኣብ ገሊኡ ባህልታት ፡ ብወለዲ ወይ ብ ፈተውቲ ብዝግበር ዝተዋደደ ወይ ዝተሰርዐ ሓዳር ምግባር ልሙድ እኳ እንተ ኰነ ፡ እዚ ካብ ግዱድ ሓዳር ዝፈልዮ ቀንዲ ነገር ናይ ተመርዓውቲ ፍቓድ ዝሓትት ምዃኑ እዩ ። ኣብ ብኻልእ ዝተዋደደ ሓዳር ፡ ክልቲኦም መጻምዲ መብዛሕትኡ ግዜ ስድራ በቶም ኣብቲ ጉዳይ ጣልቃ ክኣትዉ ይሰማምዑ እዮም ። ኣብ ብኣስገዳድ መርዓ ፣ ሓዲኦም ወይከኣ ክልቲኦም መጻምዲ ብናጽነት ፍቓዶም ዝህቡሉ መርዓ ኣይኮኑን ። ሓደ ሓደ ግዜ ብሰንኪ ምፍርራሕ ፣ ምግዳድ ፣ ምትላል ፣ ትሕቲ 16 ዓመት ንዝኾኑ ወይከኣ ናይ ኣእምሮ ጸገም ኣብ ዘለዎም ሰባት ዝፍጸም እዩ ።
Embed this episode
Ready to play
What is forced marriage and what support is available in Australia? - ግዱድ መርዓ እንታይ እዩ፡ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝወሃብ ደገፍከ?
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
No similar episodes found.