EPISODE · Apr 30, 2025 · 41 MIN
16. ካልአይቲ ትእዛዝ 3ይቲን መወዳእታን ክፋል
from ፈለገ ጥበብ እም ፍኖተ ኣትናቴዎስ /Fnote Atnatiewos/
ዘጸ 20.4 "ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለው፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ኣብ ማይ ከኣኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለው፡ ምስልን ስእልን ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር። ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ ኣግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይ ወለዶ ዚቐጽዕ፡ ንዚፈትዉንን ትእዛዘተይ ንዚሕልውን ግና ክሳዕ ኣሻሓት ምሕረት ዝገብር እየ።" ብባዕላዊ መገዲ ንእግዚአብሔር ዘምለኹ እንታይ ኣጋጢምዎም? በቲ ቅኑዕ መገዲ ዘምለኹ`ከ እንታይ በረኸት ረኺቦም? ንሳልሳይ ራብዓይን ወለዶ ምቕጻዕ ከመይ እዩ? ንኣሻሓት ወለዶ ምምሓር`ከ ከመይ እዩ? መዛዘሚት ክፋል
NOW PLAYING
16. ካልአይቲ ትእዛዝ 3ይቲን መወዳእታን ክፋል
No transcript for this episode yet
Similar Episodes
Feb 6, 2026 ·20m
Jan 10, 2026 ·87m
Aug 31, 2023 ·14m
Nov 1, 2021 ·82m
Mar 23, 2021 ·70m