ጥበብ # 7 ናይ ምውህሃድ ብቕዓት ብኸመይ ትዕብዮ፧ episode artwork

EPISODE · Feb 23, 2026 · 51 MIN

ጥበብ # 7 ናይ ምውህሃድ ብቕዓት ብኸመይ ትዕብዮ፧

from ዕላልና ፖድካስት · host Senait and Rozina

ጥበብ #  7ናብራ ስደት ንብድሃሉ መንገዲ ናይ ምዉህሃድ ብቕዓትና ምዕባይ እዩ።   እዚ ጥበብ ከ ከመይ ጌርና ኢና ነጥርዮ፧  እንታይ እንታይ ምስ ገበርና ኢና ተወሃሂድና ኢና ክንብል ንኽእል፧

Episode metadata supplied by the publisher feed · Published Feb 23, 2026

Embed this episode

Ready to play

ጥበብ # 7 ናይ ምውህሃድ ብቕዓት ብኸመይ ትዕብዮ፧

0:00 51:30

No transcript for this episode yet

We transcribe on demand. Request one and we'll notify you when it's ready — usually under 10 minutes.

No similar episodes found.

DEGE-SELAM PODCAST ደገ-ሰላም መድሃኔ ኪዳነ ሰላም ንዓኹም!እዚ ቻነል "ደገ-ሰላም ፖድካስት" ንመንእሰያት ዝጠቅም ዝበልክዎ፡ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖት፡ ባህሊ፡ ጥዕና ኣእምሮን ሕማምን፡ ምሁራን ሰብ ሞያ፡ በብግዚኡ እንዳዓደምኩ ከቕርብ እየ። ከምኡ'ውን ናይ ቀጥታ ቃለ-መሕትት እንተወሓደ 2-3 መዓልታት ኣብ ሰሙን ከቕርብ እየ።ኣብዚ ፖድካስት/ቻነል ዝተፈላለየ ሓሳብ ልክዕ ከምዚ ኣብዚ ቪድዮ ገሊጸዮ ዘለኹ፣ ኣገዳሲ ዝበልክዎ ኣርእስታት እንዳምጻእኩ ሓቢርና ክንመሃርን ክንጥቀምን የዕዚዘ ክሰርሕ ሙዃነይ ቃል የኣቱ። ንዘለኩም ርእይቶን፥ ሓሳባትን ድማ በዚ ኣብ ታሕታ ዘሎ ኢመይል ክትረኽቡኒ ትኽእሉ ኢኹም። ፈለገ ጥበብ እም ፍኖተ ኣትናቴዎስ /Fnote Atnatiewos/ Fr. Fnote-Atnatiewos (ቀሲስ ዉሉደ ፈለገ-ጥበብ) ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ዘገልግል፣ ብሓደ ታራ ካህን እትመሓደር፣ ሶሙናዊ ፖድካስት።ቀንዲ ዕላማ ናይዚ ፖድካስት ነቲ ቅዱሳን ዝመሃርዎ ትምህርቲ ናብ ኲሎም ምእመናን ንምትሕልላፍ እዩ። Emkulu's Podcast Emkulu ብኣሕታሚ እምኵሉ ዝዳሉ ብሓፈሻ ኣብ ስነ-ጥበብ፡ ብፋልይ ድማ ኣብ ስነ-ጽሑፍ፡ ሕብረተ-ሰብን ባህሊን ዝተኵር ናይ ፖድካስት መደብ።

Frequently Asked Questions

How long is this episode of ዕላልና ፖድካስት?

This episode is 51 minutes long.

When was this ዕላልና ፖድካስት episode published?

This episode was published on February 23, 2026.

Can I download this ዕላልና ፖድካስት episode?

Yes. Use the download control on the episode player to save the publisher-provided media file.
URL copied to clipboard!