All Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ — 1,000 episodes · page 7 of 10
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ሕዳር 2025)
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ንሓዲሽ ፍሉይ ልኡኽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተቀቢሉ። (ጸብጻብ)
ኤርትራውያን፣ ተጋሩን ካልኦት ኢትዮጵያውያንን ብዕረፍቲ ስሙይ ስነ-ጥበበኛ በረኸት መንግስትኣብ ሓዘኖም ይገልጹ ኣለዉ።
ኢትዮጵያ ንዋዕላ ክሊማ 2027 ከተዳሉ'ያ፡ ዑመር ገለ ንሻድሻይ እብረ ፕረሲደንት ክኸውን......ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (12 ሕዳር 2025)
How to plan for your child’s financial future in Australia - ኣብ ኣውስትራሊያ ፋይናንሲያዊ ውጥን መጻኢ ዉልድኩም ብኸመይ ትሰርዕዎ፡
ስደተኛ ዝስእኖም ግዜን ቦታን ፡ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሕዳር 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሕዳር 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሕዳር 2025)
ሓደስቲ መጻእትን AI (ኤኣይ) ዝዓብለሎ ናይ ስራሕ ዓለም ዝፈጥሮም ብድሆታትን
ቀይሕ ባሕሪ ንዅለን ሃገራትን ህዝብታትን ዓለም ዘገልግል ክኸውን ኣለዎ' ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተዛሪቡ። (ጸብጻብ)
ኣውስትራሊያ መበል ሓደ ሚልዮን ቀዋሚ ቪዛ ክትህብ ትቀራረብ፡
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ሕዳር 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ሕዳር 2025)
ኤርትራ ገማግም ባሕራ ከተውሕስ ትኽእል እያ፡ ክብል ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ተዛሪቡ። (ጸብጻብ)
ኣመሪካ፡ ኣብ ልዕሊ ክርስትያናት ናይጀሪያውያን ዓመጽ እንተ ቀጺሉ ስጕምቲ ካብ ምውሳድ ድሕር ከም ዘይብል ገሊጻ ፡ (ሓጸርቲ ዜናታት)
Dating or matchmaking: How to find a partner in Australia - ምርካብ መጻምዲ ፍቕሪ (Dating) : ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ሓዳር መጻምድቲ ብኸመይ ይርከብ፡
ፐን ኤርትራ ንነዊሕ ዓመታት ደልዲሉ ናይ ምቕጻሉ ምስጢር እንታይ እዩ፧ ዝርርብ ምስ ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየ፡
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (4 ሕዳር 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሕዳር 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሕዳር 2025)
ዕሉል ኣስጋሪ ኤርትራዊ ተወልደ ጐይትኦም [ወሊድ] መስርሕ ፍርዱ ሎሚ 3 ሕዳር ክጅምር እዩ። (ጸብጻብ)
ጸብጻብ ናተይነት
ስደተኛታትን መጻእትን ኣብ ኣውስትራልያ ኣብ'ቲ ካብ ዓዶም ሒዞሞ ዝመጹ ሞያን ብቕዓትን ምስ ዘይዋፈሩ መን'ዩ ዝህሰ፧
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025)
ኤርትራ ናይ ምስፍሕፋሕ ድሌት ዝበለቶ ብምኹናን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መልሲ ሂባ (ጸብጻባት ዜና)
ሕድሕድ ውግእ ሱዳን ናብ ሓድሽ ሓደገኛ ምዕራፍ ሰጊሩ፡
"ኢትዮጵያ ቀይሕ ባሕሪ ንኽትስእን 30 ዓመት ዝወሰደ ቃልሲ ነቲ ዝሰኣነቶ ደጊማ ንኽትረክብ ግን ካልእ 30 ዓመት ኣየድልያን'ዩ።" ቀ/ሚ ኢትዮጵያ (ሓጸርቲ ዜናታት)
What are Australia’s fishing laws and rules? - ምግፋፍ ዓሳ ኣብ ኣውስትራልያ ሕግታትን መምርሒታትን ከምዘለውዎ ትፈልጡ ዶ፧
ሱዕዳዊ ኩባንያ ንሓደ ካብ ወደባት ጂቡቲ ክጥቀመሉን ከማዕብሎን ተሰማሚዑ፣ (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ጥቅምቲ 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ጥቅምቲ 2025)
ኢትዮጵያ ምስ ወደባት ቀይሕ ባሕሪ ዘተኣሳስር ዩ ዝበለቶ ናይ 1.6 ቢልዮን ዶላር ፕሮጀክት ህንጸት መስመር ባቡር ወግዓዊ ገይራ። (ጸብጻብ 27 ጥቅምቲ 2025)
ኣብ ኣውስትራልያ ንጥቀመሉ ቋንቋ እንግሊዝ ካብ ካልኦት ዝተፈልየ ድዩ፧ ካባና ዝልቅሖም ቃላት ኣለዉ ድዮም፧
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥቅምቲ 2025)
ስሪላንካ ዜጋታታ ካብ ቤትማእሰርቲ ኤርትራ ንምፍታሕ ጻዕሪታት ትገብር። (ጸብጻብ)
ጡብ ምጥባው ካብ ካንሰር ጡብ ክከላኸል ከምዝኽእል ሓድሽ ምርምር ኣረጋጊጹ።
ሞስኮ፡ ነቲ ኢትዮጵያ ኣብ መዳይ ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ቀዳምነት እትህቦ ነገራት ከተኽብርን ክትሕግዝን ድልውቲ ምዃና ገሊጻ። (ሓጸርቲ ዜናታት 22 ጥቅምቲ 2025)
ታሪኽ ፍሉጥ ነጋዳይ፡ ተጣባቒ መሰልን ገባሪ ሰናይን ፊት/ መሓመድ ሓጎስ ኣበራ ምስ ኻልድ ኣበራ
Understanding treaty in Australia: What First Nations people want you to know - ምርዳእ ውዕል (treaty) ኣብ ኣውስትራሊያ: ቀዳሞት ህዝባታት ብዛዕባ'ዚ ክንርድኦ ዝደልዩና ነገራት።
"ሕቶ ቀይሕ ባሕሪ ጉዳይ ኣብ መንጎ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ዘሎ ምስሕሓብ እዩ።" ላዕለዋይ መራሒ ኦላ፡ (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ጥቅምቲ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ጥቅምቲ 2025)
ኮሚሽን መፅናዕቲ ምፅናት ዓሌት ትግራይ ኣብ ትግራይ ምስ ምፅናት ዓሌት፡ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ወይ ገበናት ኲናት ዝዳረግ ገበን ተፈጺሙ ኢሉ። (ጸብጻብ)
ኣውስትራልያ ዓድና ኮይና ትስመዓና ዶ፧
ሓድሽ ወተሃደራዊ መራሒ ማዳጋስካር ፡ ፕረዚደንት ናይታ ኣፍሪቃዊት ደሴት ኰይኑ ከምዝምሕል ገሊጹ ኣሎ ። (ዕለታዊ ዜና)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 ጥቅምቲ 2025)
ኢትዮጵያ ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ዶላር ዕዳኣ ናይ ምምላስ ግዜ ንምንዋሕ ዘካየደቶ ፈተነ ፈሺሉ። (ጸብጻብ)
#97 Complimenting someone’s style (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ፡ ብዛዕባ ምድናቕ ቅዲ ወይ ፋሽን ናይ ሰባት )#97 Complimenting someone’s style (Med))
ኢትዮጵያ፡ "ናይ ዘመነ ግዝኣት ኣተሓሳስባ" ሒዛ ተፈራርሓኒ ኣላ ብምባል ንግብጺ ምላሽ ሂባ። (ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
How to donate blood in Australia - ደም ምልጋስ ኣብ ኣውስትራሊያ፡
ናብራ ስደት ኣብ ዕቤትና ክንጅምሮን ክንነብሮን 'ከለና እንታይ ይመስል፧
መንእሰያት ብዝገበርዎ ሰላማዊ ተቓዉሞ ፕረሲደንት ማዳጋስካር “ናብ ዉሑስ ቦታ” ከምዝሃደመ ተገሊጹ። (ሓጸርቲ ዜናታት)
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ጥቅምቲ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ጥቅምቲ 2025)
“ኣነነት ዝበዝሓሉ፡ ብዙሕ ዝዛረብ ዉሑድ ሰብ ዝሰምዓሉ ግዜ ኢና ዘለና፡ ተስፋልደት ድማ ነዚኣ’ዩ ዝጽየን ኔሩ።” ዘካሪያስ ክብረኣብ
"ግብጺ ብጉዳይ ኣባይ ውሕስነት ማይ ንምርግጋጽ ኣድላዪ ስጉምትታት ክትወስድ’ያ።"ፕ/ት ኣል-ሲሲ ። (ጸብጻብ)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ጥቅምቲ 2025)
ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያውያን ዝርከብዎም ካልኦት ማሕበረሰባት ዲያስፖራን ዝበጽሖም ስግረዶባዊ ጭቆናን ክትትል መንግስቲ ኣውስትራሊያን፡ (ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ)
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ብዛዕባ ጅምላዊ ቅትለት ዳርፉር ኣብ ናይ ፈለማ ብይኑ ኣሕሊፉ።
ኣርእስቲ፣ ድምጻዊ ገብረጻድቕ ወልደዮሃንስ እንኪዝከር፡
ኢትዮጵያ ፡ ኤርትራ ምስ ህወሓት ኮይና ኣብ ከተማ ወልዲያ "ውግእ ከፊታትለይ" ብምባል ንኤርትራ ከሲሳታ። ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ
Road trips in Australia: What you need to know before hitting the road - ጉዕዞ መገዲ ኣብ ኣውስትራሊያ : ቅድሚ ጉዕዞ ምጅማር ክፍለጡ ዝግብኦም ነገራት
"ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት 7ይ መረጻ ከተካይድ እያ" ፕር/ ታየ፡ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (7 ጥቅምቲ 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥቅምቲ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ጥቅምቲ 2025)
ሕልፈት ህብብቲ ተጣባቒት እንስሳ ዱር ዶ/ር ጄን ጉዳል
ኮንፈረንስ መቐለ ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ 'ናብ ዝለዓለ ብራኸ ንክሰጋገር እጃምና ክነወፊ ኢና'ኢሉ።
ጥዕና ስድራቤት ኣዴታትና ብዝኽሽነኦ መግቢ'ዩ ብዝለዓለ መጠን ዝውሰን
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ጥቅምቲ 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ጥቅምቲ 2025)
#96 At a swimming lesson (Med) - ዝርርብ ኣብ ቦታ መሐምበሲ፡ ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ (At a swimming lesson (Med))
"ጉዳይ ዓሰብ ዘይቅኑዕ ምባል "ባንዳነት እዩ"" ም/ሪ ምክልኻል ኢትዮጵያ። ጸብጻብ፡
Springtime hay fever and asthma: how to manage seasonal allergies - ኣብ እዋን ጽድያ ረስንን ኣዝማን ፥ወቕቲታት ኣብ ዝቕየረሉ ቁጥዐ ወይ ኣለርጂ ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ትኽእል፡
ኣውስትራሊያ ምስ እስራኤል ዘለዋ ስምምዕ ምክልኻል ክትስርዝ ሓድሽ መጸዋዕታ ቐሪቡ...(ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ)
ፕ/ት ኢትዮጵያ፡ ኩለን ሃገራት ንቀይሕ ባሕሪን ህንዳዊ ውቅያኖስን ብማዕረ ክጥቀማሉ ጸዊዑ፡ ሚ/ር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ድማ ኣብ ልዕሊ ሃገሩ ዝተነብረ እገዳ ክለዓል ጸዊዑ።.ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ አስ ትግርኛ
"ኣብ ኩሉ ክንጋጠም ፍሉይ ስለዝኾንኩ ካብ ኩሎም ተጻወቲ ዝተፈለጥኩ ኣነ እየ።" ኣቶ በላይ ገብረግዚኣብሄር ትጻዋታይ ቦውልስ
ቆላሕታ ዝሰሓቡ ዜናታት ሻምፒዮና ኣትለቲክስ ዓለም - ቦትስዋና፣ ኬንያን ኢትዮጵያን
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 መስከረም 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 መስከረም 2025)
ኣፍልጦ ሃገርነት ፍልስጢኤምን ኣመታቱን:
መንገዲ ኣየር ኖርዘርንስታር ባንዴራ ትግራይ ዘምበልብላ ክልተ ኣውሮፕላናት ዓዲጉ ስራሕ ንምጅማር ኣብ ምድላዋት ምህላው ገሊጹ። (ጸብጻብ)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መስከረም 2025)
"ንእሱራትና ከምዘይረሳዕናዮም ንምርኣይ ኢና ዝክሪ እሱራት ኣካይድና፡" ዝርርብ ምስ ኣቶ ዘርኡን ኣቶ ብርሃነን ብዛዕባ ኣብ ኲንስላንድ ዝተገብረ ዝኽሪ እሱራት፡
ኢትዮጵያን ኬንያን ወታደራዊ ምትሕባረን ንምጥንኻር ተፈራሪመን ። (ጸብጻብ)
Indigenous sport in Australia: Identity, culture and legacy - ስፖርት ደቀባት ኣውስትራሊያ: መንኮርኮር መንነት፣ ባህሊን ሓድግን፡
ሚ/ር ጥዕና ብዛዕባ ሕማም ኦቲዝም ዝምልከት ብትራምፕ ዘይተረጋገጸ ግጉይ ሓበሬታ ብምዝርጋሑ ነቒፍዎ ። (ሓጸርቲ ዜናታት 24 መስከረም)
"ናብ ዓድና እናማዕደና፡ ኣብዚ እንነብረሉ ዘለና ዓዲ ዕዉታት ክንከውን ኣለና።" መንእሰይ ወደብ ቴድሮስ
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 መስከረም 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 መስከረም 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 መስከረም 2025)
መንእሰያት ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ ከይበጽሑ ዘሰናኽልዎም እንታይ'ዮም፧
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ኣብ ዘመን ስልጣኑ ንሳልሳይ ጊዜ ናይ ወተሃደራት መዓርግ ወሲኹ። (ጸብጻብ)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መስከረም 2025)
ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ሃገረ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ዋና ጸሓፊ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ተራኺቡ።
#95 Under the stars (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ ምስ ኤስ ቢ ኤስ (#95 Under the stars (Med))
እስራኤል ኣብ ቓዛ ጅምላዊ ቅትለት ከምዝፈጸመት መጽናዕቲ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ...(ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 መስከረም 2025)