All Episodes
SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ — 1,000 episodes · page 10 of 10
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 ግንቦት 2025)
ናዲያ ሓሰን፡ ዕዉቲ ኣብ ቢዝነስ (መልበርን)
ጉዳፍ ጸጋይ ኣብ ዛግረብ ተዓዊታ፣ ናሆም ዘርኣይ ኣብ ጃፓን መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፣ ኤርትራ ምስ ኒጀርን ደቡብ ሱዳንን ክትገጥም'ያ፣
"ከም ሃገራዊ በዓል ብምልኣት ክንጽምብሎ እንተኾይና ሓርንትውን ክረጋገጽ ክኽእል ኣለዎ።" ኽፍለዮሃንስ ተወልደብርሃን (ጎርደን)
"ናጽነትና ተሓልያ ክትነብር እንተኾይና ፍልልይ ሓሳብ ብዘየገድስ ንኹላትና ዜጋታት ናይ ልዝብ መድረኽ ክህሉ ኣለዎ።" ሃይለሚካኤል ሊንጎ
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኢስ ትግርኛ (23 ግንቦት 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ግንቦት 2025)
Why are migrant women missing out on vital medical tests? - SBS Examines: ኣገደስቲ መርመራታት ጥዕና ንሓደስቲ መጻእቲ ደቀንስትዮ ዝሓልፈን ንምንታይ'ዩ፧
ብምኽንያት በዓል ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ቀንዲ ጐደናታት ኣስመራ ባህላዊ ካርኒቫል ቀሪቡ።
"ምስ ህዝቢ ኣቦርጂን ክሰርሕ ከለኹ ምስ ህዝበይ ዝነብር ዘለኹ ኮይኑዩ ዝስመዓኒ።" ታቦቱ ኣታኽልቲ
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ግንቦት 2025)
ዝተሰርቁ ወለዶ፡ ነቲ ታሪኽን ጽልዋኡን ምርዳእ።
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 ግንቦት 2025)
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ግንቦት 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ግንቦት 2025)
ሎምቅነ ካብ ኤርትራ ናብ ትግራይ ካብ ዝኣተዉ ተጋሩ ናብ ኤርትራ ክምለሱ ዝደልዩ ከም ዘለዉዎም ተገሊጹ።
ቢንያም ግርማይ ክልተ ግዜ ኣብ'ዚ ሰሙን ዝድነቕ ካልኣይ ወጺኡ፣ መዲና አይሳን ሰለሞን ባሬጋን ኣብ ማንቸስተር ተዓዊቶም፣
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ግንቦት 2025)
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ግንቦት 2025)
"ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝጓሃሃር ዘሎ ኩነታት ዘሻቕል እዩ።" ኪኢላታት ፖሊሲ ኣመሪካ።
Have you been told your visa will be cancelled? This is how misinformation enables visa abuse - SBS Examines: ቪዛኹም ተሰሪዙ ተባሂሉ ተነጊርኩም ይፈልጥ ድዩ፧ ግጉይ ሓበሬታ ንሰባት ክስንብዱን ክፈርሑን ዝገብር ብኸመይ'ዩ፣
ኣብ ፍቕራዊ ዝምድና ዝመጽእ ምትላል ወይ ስካም ብኸመይ ንድሕን፧
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ግንቦት 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (13 ግንቦት 2025)
"ሊቀ ጳጳስ ልዮ XIV ኣርትፊሽያላዊ ብልሒ ንሰብ ዘቐድም ኮይኑ ከገልግል'ዩ ዕላማ ስርሖም ክኸውን።" ኣባ ስምኦን ምሕርተኣብ
ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡን ንቸልሲ ስዒሮም ናብ ሳልሳይ ተርታ ደይቦም፣ ፍረወይኒ ሃይሉ ምስ ኩባንያ 'ኦን' ንግዳዊ ውዕል ፈሪማ፣
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2025)
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ግንቦት 2025)
ካብ ፕሮስቴት ካንሰር ንምድሓን ኣቐዲምካ መርመራ ምግባር፡
ኢትዮጵያ ዝበዝሐ ካብ ትግራይ ምዃኑ ብዝተነግረሉ ወርቂ ልዕሊ 2 ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ብሸርፊ ወፃኢ ከም ዝረኸበት ኣፍሊጣ። (ጸብጻብ)
ቀጥታ ምሉእ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (8 ግንቦት 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (ሓሙስ 8 ግንቦት 2025)
How to enjoy Australia’s wilderness areas responsibly - በረኻታት ኣውስትራልያ ከመይ ጌርና ሓላፍነታዊ ብዝኾነ ኣገባብ ንዘናግዓሎም
ዝበዝሐ ክፋል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ኣሎ - ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን ኢትዮጵያ ለገሰ ቱሉ
ጠንቂ ሕማም ልብን ክንክንን፡ ምኽሪ ካብ ዶ/ር ሕሉፍ ኣበራ
Boost or burden? The cost of Australia's refugee intake - SBS Examines: ጾር ዶ መኽሰብ፧ ኣውስትራልያ ንምምጻእ ስደተኛታት ክንደይ ወጻኢታት ትገብረሉ፧
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ግንቦት 2025)
ኣፍልጦ ሕማም ልቢን ኣፈዋውሳኡን፡
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ግንቦት 2025)
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ግንቦት 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ግንቦት 2025)
ጽገ ዱጉማን በሪሁ ኣረጋውን ኣብ ሻንግሃይ ተዓዊቶም፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ኣመዝጊቡ ጋንትኡ ማዕረ ክትወጽእ ሓጊዙ፣
ሰልፊ ዕዮ ኣውስትራሊያ ኣብ ምርጫ 2025 ብገፊሕ ተዓዊቱ፡
ብዛዕባ ኣብ ኢትዮጵያ ንዘሎ ገደብ ሓሳብካ ምግላጽ ስክፍታ ቀሪቡ፡ ኤርትራ ድማ ብናጽነት ፕረስ ፡ ካብ 180 ሃገራት ኣብ መወዳእታ ተሰሪዓ።
Follow the money: how lobbying and big donations influence politics in Australia - SBS Examines: እቲ ገንዘብ ነናብ ዝኸዶ ተኸተልዎ፡ ዓበይቲ ወፈያታት ገንዘብን ሎቢይን ንፖለቲካ ኣውስትራልያ ብኸመይ ይጸልዉዎ
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ግንቦት 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ግንቦት 2025)
ሚኒስተር ዜና ኤርትራ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ገለ ፖለቲካዊ ሓይልታት ኣጠንቂቑ። (ጸብጻብ)
ኣገደስቲ ዛዕባታት ማሕበረሰባት ካብ ሰልፍታት ፖሎቲካ ኣብ እዋን ምርጫ ፈደራል 2025
Who's Right? Who's Left? What role will religion play in this election? - SBS Examines: መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ ሃይማኖት ኣብ'ዚ ምርጫ ኣውስትራልያ እንታይ ጽልዋ ክህልዎ'ዩ፧
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ሚያዝያ 2025)
ሓጸርቲ ዜናታት ኢስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሚያዝያ 2025)
"ብዝሒ ስደተኛታት ጠንቂ ጸገም ቁጠባን ገዛን" ብሂላት ብዛዕባ ስድተኛታት ኣብ ጎስጓስ ምርጫ ዝምልከት መጽናዕቲ ዶ/ር ማኑኤል ኤልያስ ካብ ዲክን ዩኒቭርሲቲ
Who's Right? Who's Left? How will migrant communities vote this election? - SBS Examines፣ መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ መጻእቲ ማሕበረስባት ኣብ'ዚ ምርጫ ከመይ ከድምጹ'ዮም፧
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሚያዝያ 2025)
ሊቨርፑል ሻምፒዮን ኮይና፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሽቶ ምምዝጋብ ይቕጽል፣ ትዕግስት ኣሰፋ ንማራቶን ለንደን ተዓዊታቶ
ወጥሪ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሰላማዊ መፍትሒ ክሃድእ ኣቦወንበር ህወሓት ጸዊዑ። (ጸብጻብ ልኡኽና)
ዓብዱልፋታሕ ኣሕመድ ብፖሊስ ድሕሪ ምቕታሉ፡ ኣፍሪቃውያን ነበርቲ መልበርን ቁጥዓኦም ንምግላጽ ሰልፊ ገይሮም።
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ብኢ ኤስ ትግርኛ (24 ሚያዝያ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (24 ሚያዝያ 2025)
ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝምልከት ሓድሽ መጠንቀቕታ ኣውጺኡ። (ጸብጻብ)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ሚያዝያ 2025)
What is Closing the Gap? - ምዕጻው ጋግ (Closing the Gap) እንታይ እዩ፧
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሚያዝያ 2025)
Who's Right? Who's Left? The ideological gender gap in Australia - #SBSExamines: መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧ ኣብ መንጎ ጾታታት ዘሎ ስነሓሳባዊ ፍልልይ ኣብ ኣውስትራልያ
ዝርርብ ብዛዕባ'ቲ ብዙሕ ሰብ ዘይዛረበሉ ሕማም ምስ ክኢላ ጥዕና ኣእምሮ ዮርዳኖስ ተስፋይ።
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)
ቐጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ሚያዝያ 2025)
ሓዱሽ ፕረዚደንት ትግራይ ነበር ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ናብ ትግራይ ክምለስ ጸዊዑ።
ሊቨርፑል ጽዋዕ ፕሪምየር ሊግ ክትዓትር 3 ነጥቢ ጥራይ ተሪፍዋ፣ ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ቦስቶን ተዓዊቶም፣
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሚያዝያ 2025)
ኩነታት ሱዳን ካብ ዝኸፍአ ናብ ዝገደደ ሰብኣዊ ቅልውላው፡
ኣብ ኤርትራ ዘሎ፡ ኤምባሲ ኣመሪካ ንሓዋሩ ክዕጾ እማመ ቀሪቡ። (ጸብጻብ)
መስርሕ ሕውየት ድሕሪ ምዕልቕላቕን ማዕበልን፡
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (16 መጋቢት 2025)
Who's Right? Who's Left? Where do you fall on the political spectrum? - SBS Examines: መን`ዩ የማን፧ መን`ዩ ጸጋም፧ ኣብ ፖለቲካዊ ኣረኣእያታትኩም ኣየናይ ሸነኽ`ዩ ዝውክለኩም፧ (1ይ ክፋል)
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 መጋቢት 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 መጋቢት 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 መጋቢት 2025)
ብመንግስቲ ኤርትራ ዕድመ ዝተገብረሉ ጉጅለ ልኡኽ ኤዉረጳዊ ሕብረት፡ ኣብ ኤርትራ ዑደት ኣካይዱ።(ጸብጻብ)
ቅድድም ብሽግለታ ፓሪስ-ሩበይ ማቲው ፋን ደር ፓውል ተዓዊትዎ፣ ቢንያም ግርማይ መበል 15 ኣትዩ፣ በዳቱ ሂርፓ ኣብ ማራቶን ፓሪስ ተዓዊታ፣
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 መጋቢት 2025)
ኢትዮጵያ፡ ' ንሕቶ መሰል ኣፍደገ ባሕሪ ተካይዶ ጻዕሪ ብዘለዎ ረስኒ' ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጣ።(ጸብጻብ)
ክንዮ መጻሕፍቲ፡ ኣብያተ መጻሕፍቲ ንኹሉ ብማዕረ ዝህባኦ ብዙሕ ኣገልግሎታት (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
ሓጽርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ሚያዝያ 2025)
It's one of the most common forms of domestic violence. Why does it still go unrecognised and unreported? - SBS Examines: ሓደ ካብ'ቶም ብብዝሒ ዘጋጥሙ ዓይነታት ዘቤታዊ ዓመጽ'ዩ፡ ንምንታይ ደኣ'ዩ ዘይፍለጥን ዘይጥራዓሉን፧
ኣባላት ማሕበረሰብና ካብቶም ኣብ ፈደራል መንግስቲ ዝምረጹ ሕጹያትን ፖሊስን ዝጽበይዎም ንገራት፡ ዝርርብ ምስ ኣቶ ልኡል ፍስሃ
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (08 ሚያዝያ 2025)
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 መጋቢት 2025)
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 መጋቢት 2025)
ኣብ ጃማይካ ኣብ ዝተኻየደ ውድድራት ኣትለቲክስ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ዲሪበ ወልተጂ ሻምፒዮን ኮይና፡ (ሰሙናዊ መደብ ስፖርት)
ኣባላት ቐዋሚ ኮሚቴ ጊዜያዊ ቤት ምኽሪ ትግራይ ምስ ኣምሳደር ኣሜሪካ ተዛትዮም። (ጸብጻብ)
"ብሞት መምህር ጸጋይ ተስፋይ ምሉእ ማሕበረሰብ ኲንስላንድ እዩ ሓዚኑ።" ኣቶ ሚኪኤል (ወዲ ቐሺ)
The legal loophole allowing political lies during elections - SBS Examines: ኣብ ግዜ ምርጫታት ፖለቲካዊ ሓሶታት ክሓልፉ ዘፍቅዱ ክፍተታት ሕጊ
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 መጋቢት 2025)
ብጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ክንፊ ህወሓት ዕጥቃዊ ቃልሲ ከም 'ኣማራጺ' ከም ዘይወስድ ገሊጹ። (ጸብጻብ)
How to vote in the federal election - ኣብ ፈደራላዊ ምርጫ ኣውስትራልያ ከመይ ገይርኩም ተድምጹ
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሚያዝያ 2025)
"ካብ ፖሊስ ክሃድሙ ካብ ፓላሶ ወዲቕቖም ዝሞቱ ብጥይት ተሃሪሞም ይቕተሉ ኣለዉ።" ስደተኛታት ኣብ ሊብያ "ርድኡና!" ኢሎም ይጣርዑ።
ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ሚያዝያ 2025)